ድለ

TOPSHOT-US-POLITICS-IMMIGRATION-TEXAS TOPSHOT-US-POLITICS-IMMIGRATION-TEXAS 

ኣብ መንጐ ዶባት ሕ.መ. ኣመሪካን መክሲኮን ዝርከቡ ሃይታውያን ስደተይናታት ናብ ዓደም!

መንግስቲ መክሲኮ ንዋሽንግተን ነቶም ተስፋ ዝቖረጹን መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ሕሱም ድኽነት ንዝወደቑን ሰባት ኣብ ሃገሮም ስራሕ ዕድል ክረኽቡ ንምግባር ዝድግፍ መስርሕ ክምውል ምሕጽንታ ከምዘቕረበን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ርእሰ ብሔር ጆ ባይደን ንስደተይናታት ኣብ ዝምልከት ጉዳይ ተሓድሶ ከም ዚህሉ ይመባጻዕ እኳ እንተሎ ነዞም ስደተይንታት ቃፍላይ ግን ብቕልጡፍ ከምቲ ዝብልዎ ይኽወን ከምዘየሎን
22 September 2021, 08:21