ኣገዳሲ ፍጻመ ዘተ፦ ስሳ ዓመት ድሕሪ 'Nostra aetate' (እዚ ዘሎና ዘመን)
ብዕለት 28 ጥቅምቲ 1965 ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ቅዱስ ጳውሎስ ሻድሻይ እተፈረመ "Nostra aetate" (ዘሎና ዘመን) ዝብል ናይ ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ሰነድ ብምእዋጅ፣ ብስም ሰላም ንዅሎም ህዝብታት ናይ ምርኻብን ዘተን ባህሊ እመነ መሰረት ኣንቢሮም።
60 ዓመታት ዝወሰደ ጕዕዞ፦ ንታሪኽ እቲ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዚግበር ዘተ መገዲ ዝኸፈተ "Nostra aetate" (ዘሎናዮ ዘመን) እተሰምየ ኣዋጅ፣ ብሓሳባት እቲ ሰነድ ብዝርርብን ብተግባራዊ መንገድን፣ እቶም ተኸተልቲ ቅዱስ ጴጥሮስ ዝኾኑ ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳት - ካብ ቅዱስ ዮሓንስ ጳውሎስ ዳግማዊ ናብ ምኵራብ ከተማ ሮማን፡ መስጊድ ኡመያድን፡ ኣብ ደማስቆ ዝገበርዎ ምብጻሕ ክሳዕ እቲ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ ናብ ኡር ከለዳውያን ኣብ ዒራቕን ሞንጎልያን ዝገበርዎ ጕዕዞ ተንጸባሪቑ እዩ።
29 Oct 2025, 10:47
