ድለ

ካርዲናል ፓሮሊን ኣብ ቅድስቲ መንበር ኣብ ናይ እስራኤል ልኡከ መግንስቲ ሕንጻ ምብጻሕ ኣካይዶም ካርዲናል ፓሮሊን ኣብ ቅድስቲ መንበር ኣብ ናይ እስራኤል ልኡከ መግንስቲ ሕንጻ ምብጻሕ ኣካይዶም 

ካርዲናል ፓሮሊን ኣብ ቅድስቲ መንበር ኣብ ናይ እስራኤል ልኡከ መግንስቲ ሕንጻ ምብጻሕ ኣካይዶም

ካርዲናል ፒየትሮ ፓሮሊን ኣብ ቅድስቲ መንበር ናይ ሃገረ እስራኤል ልኡከ መንግስቲ ህንጻ ምብጻሕ ኣካይዶም ምስ ልኡከ መግንስቲ እስራኤል ራፋኤል ሺትዝ ተራኺቦም

ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ካርዲናል ፓሮሊን ነቲ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ምኽንያት ንእስራኤል ቅርበትን ምትሕብባርን ከምኡ እውን ኣብ እስራኤልን ፍልስጥኤምን ብፍላይ ድማ ኣብ ጋዛ ዝርከቡ ሰላማውያን ሰባት ስክፍታኦም ንምግላጽ ኣብ ቅድስቲ መንበር ናይ ሃገረ እስራኤል ልኡከ መንግስቲ ህንጻ ምብጻሕ ከም ዘካየዱ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ዓርቢ ዕለት 13 ጥቅምቲ ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ካርዲናል ፒየትሮ ፓሮሊን ኣብ ቅድስቲ መንበር ናይ ሃገረ እስራኤል ልኡከ መንግስቲ ህንጻ ምብጻሕ ኣካይዶም ምስ ልኡከ መግንስቲ እስራኤል ራፋኤል ሺትዝ ተራኺቦም በቲ ዝሓለፈ ቀዳም ዕለት 7 ጥቅምቲ ዘጋጠመ ዘሕዝን መጥቓዕቲ ቅርበትን መንፈሳዊ ደገፍን ኣረጋጊጾም በዚ መንጽር እዚ ኣብዚ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ንናይ እስራኤልን ፍልስጥኤምን በረገሳውያን ዜጋታት ህይወት ብፍላይ ድማ ኣብ ጋዛ ዝርከቡን ኩሎም ስፍታኦም ከም ዝገለጹ ዜና ቫቲካን ይሕብር።

14 October 2023, 16:38